ኣንቲ ምቅርቲ
ፍልይቲ ሄዋን ሩሐይ
ዘይምሱል መሲልኪ
ክትብሊ ሃርሃር ነዓይ
ኣኮሊስክኒ እናጠመየኪ
ኸዲንክኒ እውን እናቆረረኪ
ለካ አነ ሎሚ ንስኺ ኢኺ
ነዚ ፅባቐይ ተጎሳቐልኪ
መደላድል ጎነይ ኮይንክኒ ሓንቂቐ
ዓለም ብምልእታ ተራእኹ ደሚቐ×2
ንማማይ
አደይ መዓረይ ×2
ንዘልአለም አለም ክብሪ
ቤተይ
አደይ መዓረይ×2
ንዘልአለም መዕቆቢተይ
ነቲ ሂወተይ ዒላማ ጊርኪ
አነ ፀቢቐ ማማ ዓቢርኪ
ድሕሪ ሕዚ ግን ትፍሰህዮ
ኽቱብ ዕላማ አለኒ ዕዮ
ተራእክርዎ ገፀይ ኣብቲ መስታወተይ
ምስልኺ ርኤዮ ብንኡስኪ አደይ።×2
እህህ
ኣልማዝ እንተኸደንኩዋ
ወርቂ እንተርገፅኩዋ አይ አኽላ
ሹመይ እንተሃብኩዋ
ሕልመይ እንተሃብኩዋ አይምጥና።×2
ንማማይ
አደይ መዓረይ ×2
ንዘልአለም አለም ክብሪ
ቤተይ
አደይ መዓረይ×2
ንዘልአለም መዕቆቢተይ
ክንድ ሓፍቲ መተካእታ
ታፍቅሪ ሰብ ሕላገታ
መግለፂ ክብሪ መደምደምታ
ኸሲርናያ ዓዲ ፀልሚታ
ኣይትበሊ ፈጣሪ ፍረድ ወይም ውረድ
ኸኣሊዮ ክሓልፍ እዩ ንትውልዲነገድ
ዳዕሮ ዓዲ ግርማ ኢኺ ንማይካድራ
ካብታ ቦዋል ተኪእኽያ ብሱሑብታ ጮራ
ቆልዓ ማይካድራ
ክንዲ ሓፍቲ
ኣብ ምቅናይ ብዙሕ ኣለዎ ሰናይ
ክንዲ ሓፍቲ
ሕመቕ ሓሊፉ ዛንታኾይኑ ምርኣይ
ኣብ ምቅናይ ብዙሕ ኣለዎ ሰናይ
ክንዲ ሓፍቲ
ሕመቕ ሓሊፉ ዛንታኾይኑ ምርኣይ
ኣዶ ኹሉ ሓላይት ፍጥረት ቦቕባቕ ኸብዳ
ናይ ኣፋ እዃ ወሃቢት ለጋስ ኣይኮነን ናይኢዳ
ዘኾለሰ ኢድ ነኻሲ ከምኣመሉ
ኣብቐረባ ክደግሞ እንዶ እወነንባዕሉ
ቆልዓ ማይካድራ
ክንዲ ሓፍቲ
ኣብ ምቅናይ ብዙሕ ኣለዎ ሰናይ
ክንዲ ሓፍቲ
ሕመቕ ሓሊፉ ዛንታኾይኑ ምርኣይ
ኣብ ምቅናይ ብዙሕ ኣለዎ ሰናይ
ክንዲ ሓፍቲ
ሕመቕ ሓሊፉ ዛንታኾይኑ ምርኣይ
ብተጠንቀቅ ድግሲ
ንፅባሕኺ ፅባሕ ሕልፊ
ዝውዝወዝ ዝቅንዞ
ብወዝ ዝቅንዞ ዝሓመልኪ
ብተጠንቀቅ ድግሲ
ንፅባሕኺ ፅባሕ ሕልፊ
ክትረውዪ ብሓውኪ
ካብትማሊ ፅባሕ ሕልፊ
ቆልዓ ማይካድራ
ክንዲ ሓፍቲ
ኣብ ምቅናይ ብዙሕ ኣለዎ ሰናይ
ክንዲ ሓፍቲ
ሕመቕ ሓሊፉ ዛንታኾይኑ ምርኣይ
ኣብ ምቅናይ ብዙሕ ኣለዎ ሰናይ
ክንዲ ሓፍቲ
ሕመቕ ሓሊፉ ዛንታኾይኑ ምርኣይ
ኣብጎንኺ ተሰላፊ እየ
ሕለዪ ንነብስኺ ኣነ ሕጉስ እየ
ኣሃሃ ሃ ሃሃ
ተዳሂልኪ ካብትነብሪ ምሳይ
ብሰባትኪ ሓልዮት ተኸበቢ ፍቅረይ
ኣሃሃ ሃ ሃሃ
የፍቅረኪየ ይሓልየልኪየ ከንብረኪየ
ይፈልጠኪየ ይኣምነኪየ ክኸፍለልኪየ
ፍለጥለየ ሕቡብድላይ ክትሓውይለየ
ክርሕቐኪየ ክሞተልኪየ ብሰላምኪ ክርሕውየ
*
ከይትደናገሪ ×4+2
ከይትሻቅሊ ከይትሻቕሊዬ
<< >> ክግድመልኪዬ
<< >> << >>
<< >> ክምንነልኪ
ኮረስ
ኣነ ነታ ነፍሰይ ኣይሰንፍን ባዕለይ
ክትነብሪ ኣብታልበይ ፍቅረይ ቀንይለይ
መኸወልታ ገዳም ፅሑፍቶይ ከምኣዳም
ንድሕነትኪ ክሓምም ጥዒኺለይ ይደምደም
ከይትሻቅሊ ከይትሻቕሊዬ
<< >> ክግድመልኪዬ
<< >> << >>
<< >> ክምንነልኪ
ከይትደናገሪ ×4
ቁሩብ ቁሩብ እናሃብኩዎ?×4
ብቁሩብታ ተላመድኩዎ።
ልክዕ ከምቲ ስሚ ይልመድ ዝብልዎ
በቃ ጀሚረ ሞተይ ለመድኩዎ።×2
ከይትደናገሪ ×4
አነ እና ንስኺ ሓደ ኢና
እወሓደ ኢና ካብልቢ እንድዩ ርክብና
እሞ ንምንታይ ደኣ ጎዲሉና
ሓጎስ ካባና ?! ዘይዓመረ ፍቅርና
በሊ እባ በሊ ሓግዝኒ ፍቅረይ
ንጉስኪ እየ ንዓይውን ንግስተይ
እሞ እንታይ ደኣ አበዩ ጌጋና
ሕማማት ዘሕምሙና ኣብቲ ማሙቅ ፍቅርና ?!
ከይጎደልኩ ብፍቅሪ ከይጎደልክኒውን ብፍቅሪ
በቲዝሓለፈ ታሪኽ ትፈቅዲ ክትሰዓሪ
ከይጎደልኩ ብፍቅሪ ከይጎደልክኒውን ብፍቅሪ
በቲሑሉፍ ታሪኻትና ትፈቕዲ ክትሳዓሪ
አነ እና ንስኺ ሓደ ኢና
እወሓደ ኢና ካብልቢ እንድዩ ርክብና
እሞ ንምንታይ ደኣ ጎዲሉና
ሓጎስ ካባና ?! ዘይዓመረ ፍቅርና
ፅን ኢልኪ በሊ ስምዕዬ ኑዛዘይ
እንተስኢነኪ ጎዶሎ ምዃነይ
እሞ እንታይ ደኣ እንተኢልኪ ይሕሸና
ብሚስጥር ወላ ንንበር ግዜ ባዕሉ ይፍረደና
ከይጎደልኩ ብፍቅሪ ከይጎደልክኒውን ብፍቅሪ
በቲዝሓለፈ ታሪኽ ትፈቅዲ ክትሰዓሪ
ከይጎደልኩ ብፍቅሪ ከይጎደልክኒውን ብፍቅሪ
በቲሑሉፍ ታሪኻትና ትፈቕዲ ክትሳዓሪ
አንቲ ሓላለይ ሓላል መዓረይ
ህያው ኮይና ሽምኪ ብሕሉፍ ሂወተይ
ኣንቲ ሓላለይ ሓላል መዓረይ
ኣሜን እኮ በልኩ ፀጋጊነ ዓቅመ
እንታይ ክገብር በቃ ከምኡ ኮይኑ
ትሕልምታትና ኹሉ ፀልማት ተኸዲኑ
ፅልመት ኸዲኑ በቃ ኸምኡ ኾይኑ
ዘይተሓስበ ኾይኑ
መናብርተይ መናብርተይ
መናብርተይ እወ ነይርኪ ፅባሐይ
መናብርተይ መናብርተይ
መናብርተይ ዝርእየልኪ ፍረ ብርከይ
ከይጎየኺ ብገና ክትጠልመኪ ፀሓይ
ሰብ ምዃነይ!
ፀሊአያ ታነብሰይ ዓቢሩኒ ቃለይ
አባይኪ ኢለ
ይንባዕ እምበር ይንባዕ ይንባዕ እምበር
ትዓይነይ
ይንባዕ እምበር ይንባዕ እንተነፈሰ
ትጣዕሳይ
አንቲ ሓላለይ ሓላል መዓረይ
ህያው ኮይና ሽምኪ ብሕሉፍ ሂወተይ
ኣንቲ ሓላለይ ሓላል መዓረይ
ኣሜን እኮ በልኩ ፀጋጊነ ዓቅመ
እንታይ ክገብር በቃ ከምኡ ኮይኑ
ትሕልምታትና ኹሉ ፀልማት ተኸዲኑ
ፅልመት ኸዲኑ በቃ ኸምኡ ኾይኑ
ዘይተሓስበ ኾይኑ
መናብርተይ መናብርተይ
መናብርተይ እወ ነይርኪ ፅባሐይ
መናብርተይ መናብርተይ
መናብርተይ ዝርእየልኪ ፍረ ብርከይ
ቅድመኺ ይስጠሓኒ
ቅድመኺ ይስጠሓኒ
አይምሓለፍክን ኣይምሓለፍክን
አይምሓለፍክን አይምሰአንክኒን
መናብርተይ መናብርተይ
መናብርተይ እወ ነይርኪ ፅባሐይ
መናብርተይ መናብርተይ
መናብርተይ ዝርእየልኪ ፍረ ብርከይ
ካ _ሓሳዬ አነ እወ አነ
ካሕሳይ ኢኺ ንስኺ
እወ ንስኺ
ፍቅረይ ሰብ ጎይኑ ጌጋ
መናብርቱ እዩ ዳርጋ
ካብሰባት ንስኺ ፍልይቲ
ወሃቢት ውህብቶ ውህብቲ።×2
ፅጋብ ዓይኒ ምጭውቲ ጋል
ምልኣት ልቢ ካሕሳ በደል
ትፍቅሪ ባዕሉ ትመስል
ንልብን ንነብስን ትኣክል ።(2)
ካ _ሓሳዬ አነ እወ አነ
ካሕሳይ ኢኺ ንስኺ
እወ ንስኺ
ፍቅረይ ሰብ ጎይኑ ጌጋ
መናብርቱ እዩ ዳርጋ
ካብሰባት ንስኺ ፍልይቲ
ወሃቢት ውህብቶ ውህብቲ።×2
ፅጋብ ዓይኒ ምጭውቲ ጋል
ምልኣት ልቢ ካሕሳ በደል
ትፍቅሪ ባዕሉ ትመስል
ንልብን ንነብስን ትኣክል ።(2)
ትማልዬ መርስዒ ካሕሳይ እምነተይ መፅንዒ
ከይፃላእ ምስ ፍቅሪ ደበስ ኮይንክኒ ፍዮሪ
ን ትማልዬ መርስዒ ካሕሳይ እምነተይ መፅንዒ
ከይፃላእ ምስ ፍቅሪ ብደበስኪ ኮይነ ፍዮሪ
ፅጋብ ዓይኒ ምጭውቲ ጋል
ምልኣት ልቢ ካሕሳ በደል
ትፍቅሪ ባዕሉ ትመስል
ንልብን ንነብስን ትኣክል ።(2)
ድቃስ ኣብዩዋ ኣብዪዋ ድቃስ
እናበኸየት ኽምስ
ኽምስ እናበለት ኣብሕልም ለይተይ
ሎሚ ርኤያ ፍቅረይ
እንታይ በሊዓ እንታይኸ ሰትያ
እንታይረጊፃ ኣበይ ወዲቓ ×2
ዕፎይ ተለኣኽኒ ዕፎይ
ሕጂ በበይ ኣላ ፍቅረይ
እንተነጊርክኒ ድሃይ
ክህበኪ ገዝሚ ቆብዐይ
እንታይ በሊዓ እንታይኸ ሰትያ
እንታይረጊፃ ኣበይ ወዲቓ ×2
ክምቹዋ እምበር ዓለም ክሰግደላ
ክኸፍኣ ኣይደሊን ጊዜ ክብድላ
ነቲ ሕመቓ አነ ኣቤት ኽብለላ
ሓግዝኒ እባ ፍቅረይ በበይ ኣላ
ሽሩሩ ሩሩ
ንፋተው ነይርና እወ ምሒር ብኣመና
ሓቢርና ክንነንብር ምቅሳን ምስ ኣበየና
ድቃስ ኣብዩዋ ኣብዪዋ ድቃስ
እናበኸየት ኽምስ
ኽምስ እናበለት ኣብሕልም ለይተይ
ሎሚ ርኤያ ፍቅረይ
እንታይ በሊዓ እንታይኸ ሰትያ
እንታይረጊፃ ኣበይ ወዲቓ ×2
እንታይ በሊዓ እንታይኸ ሰትያ
እንታይረጊፃ ኣበይ ወዲቓ ×2
ክምቹዋ እምበር ዓለም ክሰግደላ
ክኸፍኣ ኣይደሊን ጊዜ ክብድላ
ነቲ ሕመቓ አነ ኣቤት ኽብለላ
ሓግዝኒ እባ ፍቅረይ በበይ ኣላ
ሽሩሩ ሩሩ
በቃ ፃዕዳ ይኹን ናብ መመሳስልትና
ብዝብል ስምምዕ ዓረቅቲ ሰኒና)
እንታይ በሊዓ እንታይኸ ሰትያ
እንታይረጊፃ ኣበይ ወዲቓ ×2
ዕረ
ዝጠዓመ ንመዓር
ግድን ከስተማቕር
ናይ ሞትን ሕያውን
ጉዳይ ኮይኑ
ሩባን ኩርባን ምሽጋር
ናይ ሞተን ሂወትን ጉዳይ ኾይኑ
ሩባንኩርባን ምሽጋር (2)
ብኽፉእ ዓይኒ እኳ ክርእዩዋ
ዝሓምም ብዓደይ
ንፍቕሪ ክብል ግን ይኹን ይቅረ
ምእንተ ምጎጎይ (2)
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን ×4
ግን ስለምንታይ ንደነጋገር
ፍቅሪ ክበሃል ባእሲ ንዝክር
ይእኸለና ማለት እዩ ኣብጌጋ ምንባር
ንኸይንጎዳዳእ ግን ቃልኪዳን ንእሰር×ሰብይከበር
w
ተፈፂሙእወ ዘይእረም ስሕተት
ዘበት ዘይርሳዕ ናይታሪኽ ውድቀት
ምምላሱ ደኣ ኣይቀርይን ናብዝነበሮ
እንተስ ብሕምቢጣ እንተስ ብኸበሮ። ብኸበሮ
w
ስጋይ ስጋኻ ተተስፊና ሰላም ብፍልልይ ኩርናዕ
ኣብቲ ድሕነት ህዝቢ ተተስፊና ሰላም ኣፅኒዕናእሞ ንስራሕ
ዕርቂ ይግበረልና ተተስፊና ሰላም ካብልቢ ንልቢ
በብፅባቐና ተተስፊና ሰላም ረብሓና ነዕቢ
ሓው ዝበልናዮ ጓና ኮይኑ
ጓና ዝበልናዮ ሓውና ኾይኑ
እወ ከምኡ ኾይኑ ከምኡ ኾይኑ
ኣብኡ እንከሎ ይብሰል ተዳፊኑ
ሓንቲ ኢኺ ንሰባት ንዓይ ሽሐይ
ናይ ሕማመይ መኻፍልቲ ከምታ ልበይ#ባህገይ)
ስለዚ ሓደራ ከይሓምቅ ቤተይ
ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ዋካ ናይ ዓለመይ
ስለዚ ሓደራ ከይፅልምት ቤተይ
ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ዋካ ናይ ዓለመይ
ዋካይ ከይትኽወልኒ ዋካይ ፀልማት ከይወርሰኒ
ዋካይ መርሓባ እናበልክኒ
ዋካይ ተሳንዬ ምስ ነብሰይ ዋካይ ተጋሂዱ ሕልመይ
ዋካይ ኮይንኪ ቀንዲል ብርሃነይ
ብርሃን ልበይ ዓይነይ መደላድል
ድሕሪ ምስኮንክኒ መሊኤ ዘይጎድል::×2
ሓንቲ ኢኺ ንሰባት ንዓይ ሽሐይ
ናይ ሕማመይ መኻፍልቲ ከምታ ልበይ#ባህገይ)
ስለዚ ሓደራ ከይሓምቅ ቤተይ
ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ዋካ ናይ ዓለመይ
ስለዚ ሓደራ ከይፅልምት ቤተይ
ኣብ ኢድኪ እያ ዘላ ዋካ ናይ ዓለመይ
ዋካይ ስለዝኽንክዮ ዋካይ ወጋገን ክውልታይ
ዋካይ ኸቢረ ኮይንክኒ ክብረይ
ዋካይ ማዕዳ ንፅባቐይ ዋካይ ኮይንኪከምታ ባህገይዠ
ዋካይ ኸቢረ ኮይንክኒ ክብረይ
ብርሃን ልበይ ዓይነይ መደላድል
ድሕሪ ምስኮንክኒ መሊኤ ዘይጎድል::×2
ንሕምቀት ዝዳድየኒ
ኣይፈቅድን ኣይተስማዕምዕኒ።
ንፈላለ ውራይ ደጊስጊ
ከምትዕድምኒ ገሪሙኒ ምሕሳብኪ !
ወረ ስለዘይሕባእ ካብ ኣፍ ተወፂኡ
ትፍንወይ ይውረሎ ብዓድ
ንዘፍቀረ ትደጊስካ ምስናይ
ኸመይ ሰሊጡኪ ቅጭነይ
ኣ ፍቅሪ ስለ ዘይከውን በዘይ ፍቅሪ
ዬ ክቅበሎ እዬ ከምቃሕታኺ ንኽትነብሪ)
ኣብ ዳስኪ × ክለሃይ×2
ኣይክእልን ክለሃይ 😭
እታ ራብዐይቲ ኣፃብዕቲ ናይ ኢደይ
ብፍቅርኺ ከጥልቓ ኪዳነይ
ኣብ ትፅቢት እንከሎ ልበይ ሃንደበት
ንምንታይ ሰፊሓትኪ ታቀለበት
ምፍልላይ በይኑ እንከሎ ሞቱ ንኣፍቃሪ
ክንዲ ሓዘን ብሓጎስ ድግስ ክትገብሪ
ንዘፍቀረ ትደጊስካ ምስናይ
ኸመይ ሰሊጡኪ ቅጭነይ
ኣ ፍቅሪ ስለ ዘይከውን በዘይ ፍቅሪ
ዬ ክቅበሎ እዬ ከምቃሕታኺ ንኽትነብሪ)
ኣብ ዳስኪ × ክለሃይ×2
ኣይክእልን ክለሃይ 😭
እታ ራብዐይቲ ኣፃብዕቲ ናይ ኢደይ
ብፍቅርኺ ከጥልቓ ኪዳነይ
ኣብ ትፅቢት እንከሎ ልበይ ሃንደበት
ንምንታይ ሰፊሓትኪ ታቀለበት
ዕረ
ዝጠዓመ ንመዓር
ግድን ከስተማቕር
ናይ ሞትን ሕያውን
ጉዳይ ኮይኑ
ሩባን ኩርባን ምሽጋር
ናይ ሞተን ሂወትን ጉዳይ ኾይኑ
ሩባንኩርባን ምሽጋር (2)
ብኽፉእ ዓይኒ እኳ ክርእዩዋ
ዝሓምም ብዓደይ
ንፍቕሪ ክብል ግን ይኹን ይቅረ
ምእንተ ምጎጎይ (2)
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን ×4
ግን ስለምንታይ ንደነጋገር
ፍቅሪ ክበሃል ባእሲ ንዝክር
ይእኸለና ማለት እዩ ኣብጌጋ ምንባር
ንኸይንጎዳዳእ ግን ቃልኪዳን ንእሰር×ሰብይከበር
w
ተፈፂሙእወ ዘይእረም ስሕተት
ዘበት ዘይርሳዕ ናይታሪኽ ውድቀት
ምምላሱ ደኣ ኣይቀርይን ናብዝነበሮ
እንተስ ብሕምቢጣ እንተስ ብኸበሮ። ብኸበሮ
w
ስጋይ ስጋኻ ተተስፊና ሰላም ብፍልልይ ኩርናዕ
ኣብቲ ድሕነት ህዝቢ ተተስፊና ሰላም ኣፅኒዕናእሞ ንስራሕ
ዕርቂ ይግበረልና ተተስፊና ሰላም ካብልቢ ንልቢ
በብፅባቐና ተተስፊና ሰላም ረብሓና ነዕቢ
ሓው ዝበልናዮ ጓና ኮይኑ
ጓና ዝበልናዮ ሓውና ኾይኑ
እወ ከምኡ ኾይኑ ከምኡ ኾይኑ
ኣብኡ እንከሎ ይብሰል ተዳፊኑ
ዕረ
ዝጠዓመ ንመዓር
ግድን ከስተማቕር
ናይ ሞትን ሕያውን
ጉዳይ ኮይኑ
ሩባን ኩርባን ምሽጋር
ናይ ሞተን ሂወትን ጉዳይ ኾይኑ
ሩባንኩርባን ምሽጋር (2)
ብኽፉእ ዓይኒ እኳ ክርእዩዋ
ዝሓምም ብዓደይ
ንፍቕሪ ክብል ግን ይኹን ይቅረ
ምእንተ ምጎጎይ (2)
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን ×4
ግን ስለምንታይ ንደነጋገር
ፍቅሪ ክበሃል ባእሲ ንዝክር
ይእኸለና ማለት እዩ ኣብጌጋ ምንባር
ንኸይንጎዳዳእ ግን ቃልኪዳን ንእሰር×ሰብይከበር
w
ተፈፂሙእወ ዘይእረም ስሕተት
ዘበት ዘይርሳዕ ናይታሪኽ ውድቀት
ምምላሱ ደኣ ኣይቀርይን ናብዝነበሮ
እንተስ ብሕምቢጣ እንተስ ብኸበሮ። ብኸበሮ
w
ስጋይ ስጋኻ ተተስፊና ሰላም ብፍልልይ ኩርናዕ
ኣብቲ ድሕነት ህዝቢ ተተስፊና ሰላም ኣፅኒዕናእሞ ንስራሕ
ዕርቂ ይግበረልና ተተስፊና ሰላም ካብልቢ ንልቢ
በብፅባቐና ተተስፊና ሰላም ረብሓና ነዕቢ
ሓው ዝበልናዮ ጓና ኮይኑ
ጓና ዝበልናዮ ሓውና ኾይኑ
እወ ከምኡ ኾይኑ ከምኡ ኾይኑ
ኣብኡ እንከሎ ይብሰል ተዳፊኑ
ዕረ
ዝጠዓመ ንመዓር
ግድን ከስተማቕር
ናይ ሞትን ሕያውን
ጉዳይ ኮይኑ
ሩባን ኩርባን ምሽጋር
ናይ ሞተን ሂወትን ጉዳይ ኾይኑ
ሩባንኩርባን ምሽጋር (2)
ብኽፉእ ዓይኒ እኳ ክርእዩዋ
ዝሓምም ብዓደይ
ንፍቕሪ ክብል ግን ይኹን ይቅረ
ምእንተ ምጎጎይ (2)
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን ×4
ግን ስለምንታይ ንደነጋገር
ፍቅሪ ክበሃል ባእሲ ንዝክር
ይእኸለና ማለት እዩ ኣብጌጋ ምንባር
ንኸይንጎዳዳእ ግን ቃልኪዳን ንእሰር×ሰብይከበር
w
ተፈፂሙእወ ዘይእረም ስሕተት
ዘበት ዘይርሳዕ ናይታሪኽ ውድቀት
ምምላሱ ደኣ ኣይቀርይን ናብዝነበሮ
እንተስ ብሕምቢጣ እንተስ ብኸበሮ። ብኸበሮ
w
ስጋይ ስጋኻ ተተስፊና ሰላም ብፍልልይ ኩርናዕ
ኣብቲ ድሕነት ህዝቢ ተተስፊና ሰላም ኣፅኒዕናእሞ ንስራሕ
ዕርቂ ይግበረልና ተተስፊና ሰላም ካብልቢ ንልቢ
በብፅባቐና ተተስፊና ሰላም ረብሓና ነዕቢ
ሓው ዝበልናዮ ጓና ኮይኑ
ጓና ዝበልናዮ ሓውና ኾይኑ
እወ ከምኡ ኾይኑ ከምኡ ኾይኑ
ኣብኡ እንከሎ ይብሰል ተዳፊኑ
Sewasew is a global Ethiopian music streaming platform which is aimed to bring fans closer to artists through unique experiences and the highest sound quality